ملخص الحلقة
መንእሰያት ኣፍሪቃውያን ኣውስትራሊያውያን ኣብ ትምህርቲን ኣብ ስራሕ ምርካብን ብዙሕ ብድሆታት ኣለዎም። ብፍላይ ምስ ገበን ተተሓሒዙ ካብቲ ኣዚዩ ንህይወቶም ዘጸግም ዘሎን ክወጽእሉ ኣብዘይክእልሉ ዕንክሊል ዘእትዎም ኮይኑ ኣሎ። ብን ኡስን ዓብን ገበን ተኸሲሶም ኣብ መዳጎኒ ዝርከብ ናብ ኣሸሓት ቁጽሪ ደይቡ ይርከብ። ነዚ ጸገም ኣብ ምፍታሕ ኣብ ጎኒ ወለድን ትካላት መንግስቲ ዝሰርሕ ዘሎ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ትካል Africous ሓደ እዩ። ነቲ ኣብ መንአያት ዘሎ ጸገምን ትካሎም ዝገብሮ ንጥፈታትን ንኽምልሰልና ንዋና ኣካያዲ እቲ ትካል ንዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት። #sbsaudiopodcast

حلقات
ብድሆታት መንእሰያት ኣፍሪቃን ንምሕጋዞም ዝውሰድ ዘሎ ስጉምትታትን፡ ዝርርብ ምስ ዋና ኣካያዲ ኣፍሪኮስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ።
مسموعመንእሰያት ኣፍሪቃውያን ኣውስትራሊያውያን ኣብ ትምህርቲን ኣብ ስራሕ ምርካብን ብዙሕ ብድሆታት ኣለዎም። ብፍላይ ምስ ገበን ተተሓሒዙ ካብቲ ኣዚዩ ንህይወቶም ዘጸግም ዘሎን ክወጽእሉ ኣብዘይክእልሉ ዕንክሊል ዘእትዎም ኮይኑ ኣሎ። ብን ኡስን ዓብን ገበን ተኸሲሶም ኣብ መዳጎኒ ዝርከብ ናብ ኣሸሓት ቁጽሪ ደይቡ ይርከብ። ነዚ ጸገም ኣብ ምፍታሕ ኣብ ጎኒ ወለድን ትካላት መንግስቲ ዝሰርሕ ዘሎ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ትካል Africous ሓደ እዩ። ነቲ ኣብ መንአያት ዘሎ ጸገምን ትካሎም ዝገብሮ ንጥፈታትን ንኽምልሰልና ንዋና ኣካያዲ እቲ ትካል ንዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት። #sbsaudiopodcast
"ኢትዮጵያ፥ ልኡላዊ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕራ ዳግማይ ንምርካብ ብሓይሊ'ውን ቈሪጻ ኣላ።" ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ። (ዜና 10 ሕዳር 2026)
مسموع** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዝ፡ ኣውስትራልያ ብሓባር እተአንግዶ ዘላ ዋዕላ ክሊማ COP31 ናብ ቱርኪ ክገይሽ ምዃኑ ተፈሊጡ... ** ዋና ኣካያዲ ትካል ተክኖሎጂ ኒቪድያ ምስ ቻይናዊት ሰላዪት ዝምድና ኣለዎ ብዝብል ኣብ ወጥሪ ኣትዩ... ** ኣመሓዳሪ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር መንበረ-ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም... #sbsaudiopodcast
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026)
مسموعቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026) #sbsaudiopodcast
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026)
مسموعኣርእስታት ዜና፥ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከባቢ ርእሰ ከተማ ሰንዓ የመን ኣብ እትርከብ ቁሸት ባኒ ሑሻይሽ መጥቃዕቲ ኣየር ድሕሪ ምክያዳ ብውሕዱ 32 ሰባት ተቐቲሎም። ፕረዚደንት እስራኤል ኢሳቕ ሄርዞግ ሓድሽ መንግስቲ ንከቕውም ንሓላፊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ነበር ጋድ ኣይዘንኮት መሪጹ። ኣውስትራልያ ንፊጂ 30 ብ 14 ብምስዓር ንሓሙሻይ ግዜኣ ተኸታታሊ ናብ ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ራግቢ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ሓሊፋ። #sbsaudiopodcast
ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። (ጸብጻብ)
مسموعልኡኽ ቻይና ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ተራኺቡ። ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። ብወገን ብተዋጋእቲ ዕጡቓት ድማ መፈራርሒ ወረቐት ተበቲኑ ብተዛማዲ ሓበሬታ ኣብ ጋምቤላ ድሕሪ ምሸት ሰዓት 1፡00 ናይ ምንቅስቓስ እገዳ ተነቢሩ ሕቡራት ሃገራት ። ብሰንኪ ግጭት ሞያለ ናብ ኬንያ ንዝተሰደዱ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ህጹጽ ረድኤት ንምሃብ 3 ሚልዮን ዶላር መዲቡ፡ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ዞባ ኣሶሳ፣ ሓይልታት ጸጥታ ሓዊሱ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሰሚዑ። #sbsaudiopodcast